ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘርሁን ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ንመላእ ነበርቲ ንግዲ ማሕበረሰብ ብግልፂ ጨረታ ክሸይጥ ይደሊዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ዘገልገሉ ወንበር ጠረፔዛታት፣ ዝተፈላለዩ ጨርቃ ጨርቅን፣ ባሕር ዛፍ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለዩ ቤት ትምህርቲን ሴክተርን ኣብያተ ፅሕፈትን ኣብ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓዊ ዝርከብ ዝተፈላዩ ዘገልገሉ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ሓፂን መፂንን ብዝሒ ዝበለ ናይ ተምሃሮ ዴስክን ናይ መኪና ጎማታትን ቅያራትን ክትገዝኡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ጨረታ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ኣብ ዉሽጢ ዝርከብ ዝተቃፀለ ዘይቲ ስለዞሎ ክትጫረቱ እትደልዩ ናብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ም/ን ብምምፃእ ክሳብ ዕለት 20/05/2012 ሰዓት 10፡00 ክተቅርቡ ንዕድም

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ዓዲ ረመፅ ዓዲ ሕርዲ ባዕከር መንገዲ ዛሬማ ግድብን ኣብ ማይ ሑመራ ስራሕ ዝብ ዘርሖ ዘሎ ፕሮጀክት ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዘገልገሉ ናይ ዘይቲ፣ ግሪስ እና ካርታመ በርሚል፣ ዝተፈላለዩ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መኪና ጎማ ዘገልገሉ ናየ ሎዶር ጎማ ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ መኪና ባትሪ ብጠጠዉ ዘሎ ቆርቆሮ ገዛ ምስ ፅንፀይቱ ፣ ቁርፅራፅ ቴንዲኖ አና ካልኦት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

በኤጄንሲ ማዕድንና ኢነርጂ ክልል ትግራይ ባዮ ጋዝ ፕሮግራም ማስተባባሪያ ዩኒት የገለገሉ የፅሕፈት መሳርያ ፣ የመኪና ስፔሮችና ጎማዎች እና የኮንስትራክሽን እቃዎች በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ለመሸጥ ስለሚፈልግ ህጋዊ ነጋዴ የሆናቸህ እንድትወዳደሩ ይጋብዛል

ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ዝዉገዱ ዘገልገሉ ንብረታት ናይ መኪና ጎማን ስፔር ፓርት ፣ ኤሌክትሮንክስ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ኣብ ፖሊ መቐለ ቴክኒክ ኮሌጅ ግቢ ዉሽጢ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ዝዉገዱ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ናይ ቦክራ ዩኔየን ኩለመዳይ ሕ/ስ/ማሕበር ንብረት ዝኾና ዘገልገላ ሓንቲ ናይ ደረቅ ፅዕነት ኣይሱዙ መኪና ሓንቲ ትራክተር ፈረስ ጉልበት 40 ዝኾነት ሓንቲ ትራክተር ፈረስ ጉልበት 30 ዝኾነት 10+ ትሬኻራት/ዓዉዲ መኸዲ/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ሬዳዋ ሞተርስ ኢንዱስትሪ ሃላ/የተ/የግ/ማሕበር መቐለ ቅርንጫፍ ፅሕፈት የተለያዩ ብረቶችና ብሎኖች በዝግ ጨረታ ኣወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋል

ንብረትነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ህ.ወ.ሓ.ት ዝኾነ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ብሓራጅ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸዉጥ ይደሊ