ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንካዛ ናይ ካፒታል ኣቅሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣክስዮን ማሕበር ብጨረታ ሸይጡ ገንዘቡ ንምምላስ ብዝሃቦ ሓላፍነት መሰረት ኣብ ኣርባዕተ ከተማታት ዝርከባ 3 መሰረታዊ ናይ ብረታ ብረት ፋሌክሲብል ዎርክሾፓትን 1 ናይ ብረታ ብረት መቕለጢ ፍሌክሲብል ዎርክሾፕ ፕሮጀክትታት ምስ ሸዱ ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ንዉልቀ በዓል ሃፍቲ ብሽያጭ ምትሕልላፍ ይደሊ እቶም ወርክ ሾፓት ዝርከብሉ ቦታ ድማ

ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ብርክት ዝበሉ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ዝኮኑ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር መቐለ መንገዲ ስራሕቲ ፕሮጀክት ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ማለት እዉን ዘገልገለ ናይ ባህር ዛፍ ፣ ናይ ሞራሌን ፕላይ ዉድን ቁርፅራፅ ዕንፀይቲ ፣ ዝተፈላለዪ መጠን ዘለዎ ናይ ተንዲኖ ቁርፅራፅ ብረት ንዉሓት 80ሲንትሜትርን ካብኡ ንታሕቲ፣ ናይ ስሚንቶ ከረጢት፣ ናይ ዘይትን ግሪስን በርሚል ፣ ናይ ካርታመ በርሚል 3450፣ ናይ ፕራይም MC-30 በርሚል350፣ ዘገልገለ ባትሪ 60A, 70A 150A፣ ዘገልገለ ጎማ 12*20፣ ዘገልገለ ጎማ 14*24 ፣ ዘገልገለ ጎማ 23.5*25 ፣ ዘገልገሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ፣ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ቤት ፅሕፈት ር/ምምሕዳር ዳሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ ቤት ፅሕፈት ር/ምምሕዳር ዘገልገሉ ንብረታት ብዘለዉሉ ኩነታት ንደቀቕትን ኣናእሽተይን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

የኢትዮጵያ ቤተሰብ መምሪያ ማህበር ሰሜን ኣካባቢ ፅ/ቤት በድርጅቱ ውስጥ የሚገኙ የተለያዩ ያገለገሉ የመኪና ጎማዎች ፣ በፕሮፎርማ ኣወዳደሮ ለመሸጥ ይፈልጋል።

ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓ.ዝተ.ው.ማሕበር ዘገልገለ ሪሳይክል 2 ሚኢቲ ሽሕ ኪ.ግ /ታርጂ 50 ሺሕ ኪ.ግ ስራሕ ፍቃድ ንዘለዎም ተጫረትቲ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ስለዝኾነ እዚ ዝስዕብ ረቋሒታት ዘማልኡ ታጫረትቲ ንክጫረቱ ይዕድም።

ኣብ መቐለ ፒሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ግቢ ዉሽጢ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዓይነት ሳዕሪ ተዓፅዱ ዝተኮመረ፣ ቁርፅራፅ ሓፂንን ቴንዲኖን ፣ ቁርፅራፅ ጣዉላን ብፐሮፎርማ ክሸይጥ ይደሊ

ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላዩ ስቶራትን ቀፅሪ ግብን ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ሓፂነ መፂንን ተንዲኖን በዝሕ ዝበለ ናይ መኪና ጎማታትን ቅያራትን ስፔራትን ኮንፒተራትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላዩ ስቶራትን ቀፅሪ ግብን ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ሓፂነ መፂንን ተንዲኖን በዝሕ ዝበለ ናይ መኪና ጎማታትን ቅያራትን ስፔራትን ኮንፒተራትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመኸዳ ኣብቲ ወረዳ ዝርከቡ ካብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ዝተኣከቡ ኣብ ኣጎልግሎት ክዉዕሉ ዘይክእሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረት ብጨረታ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትጫረቱ ይዕድም