ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2008 2ይ ዙር ዕድጊት ንምፍፃም ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ፡ሎት 2 መድሓኒትን ናይ ሕክምና ናዉትን ፡ሎት 3 ኤሌክትሮነከስ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም ኣክሱም ን 2008 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ሕክምና መድሓኒትን ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊ

ካሕሳይ ኣበራ ሆስፒታል ሁመራ ካብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት መድሓኒትን ፡ናዉቲ ኣቁሑትን ፡ኤለክትሪክ ኣቁሑት፡ ማይ መቀያየሪ ኣቁሑተ ፡ምግቢ ኣቅርቦት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ

ዝዉዕል ኦክስጅን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ንክትወዳድሩ እትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ እናዓደምና ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ::