የትግራይ ግብርና ምርምር ኢንስቲትዩት በሑመራ ግብርና ምርምር ማዕከል በመቀለ ግብርና ምርምር ማዕከል የተሚገኝትን ግሪን ሃዉስ (green house shade)መጠለያ ወደ ስራ ለማስገባት ያለዐባቸዉን መሰረታዊ ችግሮች በኣማካሪዎች(consultancy) ባለመያዎቸሀ በፕሮፎርማ ኣወዳድሮ መስጠት ይፈልጋል

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክተሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ወረዳ ሓዉዜን ህንፃ ፕሮጀክት ናይ ህንፃ ዲዛይን መማከርቲ ኣጫሪቱ ክሰርሕ ስለዝደለየ ብመማከርቲ ብስነ ህንፃን ምህንድስናን ማለት እዉን office for architecture & engineering consultants ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን , ንምህንድስና ኣማከርቲ ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን

ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ ወረዳ ሓውዜን ፕሮጀክት ህንፃ ዲዛይን ሆቴል ናይ ዲዛይን ስራሕቲ ኣማከርቲ ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ ፤ብመማከርቲ ብስነ-ህንፃን ምህንድስናን ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ኣማከርቲ ስነ-ህንፃ ኣማከርቲ ደረጃ 6ተ ልዕሊኡን ብምህንድስና ኣማከርቲ ትካላት ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ፣ ሓፈሻዊ ኣማከርቲ ብምህንድስና ደረጃ 6ተ ከምኡውን ብፕራክቲሲንግ ፕሮፌሽናል ፍቃድ ዘለኩም ደረጃ ኣማከርቲ ትካላት ዘለኩም ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ንክትውዳደሩ ይዕድም፤

ትካልና ሳባ እምነበረድ ሓፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማህበር ዝተፈላለዩ ቦታ ንዘለዎ ኳሪ ሳይት(Quarry site) ናይ ከባብያዊ ምሕደራ ፕላን Environment management planning (EMP) Environment impact Assessment (EIA) ከስርሕ ይደሊ

አብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዋና ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምምዕባልን ምምሕዳርንኣብ ክልል ትግራይ ንዝስርሑ ፕሮጀክት ምሕደሩኡን ቁፅፅርን ከምኡዉን ክለሳን ዳግመ ምርኣይ ንክካየድ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ሒዙ አለዎ በዚ መሰረት ተጫረቲ ይዕድም

ኣብ ቢሮ ኮንስትራከሽን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ ናይ 2009 በጀት ዓመት ብናይ ክልል በጀት ናይ 10 መስመር ገጠር መንገዲ አማከርቲ ንምቁፃር ይደሊ

ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ናይ ዓድዋ ንምምሕዳር ህንፃ ንምስራሕ ንአማከርቲ ትካላት ኣጫረቲቱ ከስርሕ ስለዝደለየ ብአርክቴክቸራር ኢንጂነሪንግ ብኣማከርቲ ደረጃ 5ን ልዕሊኡን አርክቴክቸራር አማከርቲ ደረጃ 5ን ልዕሊኡን ሓፈሻዊ ወይዉን ጀነራል ኢንጂነሪንግ አማከርቲ ደረጃ 5ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለኩም አማከርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣጫረቲ ከስርሕ ይደሊ

አብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዋና ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምምዕባልን ምምሕዳርን ኣብ 2008 ዓም ካብ ናይ MDG በጀት ንዝሳለጡ 15ተ ናይ ኢራፕ ህንፀት መንገዲ ፕሮጀክት ናይ ቁፅፅርን ኮንትራት ምምሕዳር ስራሕቲ ኣማከርቲ ብምዉድዳር ክሰርሕ ስለዝደለየ ብሳይወይ ኤንድ ብሪጅ ኮንሳልተንሲ ብኢንጂነሪንግ ኮንሳልተንሲ ብብርኪ ካታጎሪ 5 ልዕሊኡን ካታጎሪ 6 ልዕሊኡን ካታጎሪ ፒፒን ልዕሊኡን ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ኣማከርቲ ንክወዳደሩ ይዕድም