ካብ በጀት ዓመት 2008 ዓ ም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ስራሕቲ ሕትመት ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና፣ አቁሑተ ኤለክትሮኒክስን ፣መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቁሕታት ተማልኡ መቅረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ጧንቋ ኣበርገለ ንኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎተ ዝዉዕሉ ደንቢ ክዳን ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናዉቲ ፅሬት ፣ናዉቲ ማይ ፣ሕትመት ፣ናዉቲ ኤለክትሮኒክስን ፣ምግብን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ

ንኣብያተ ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፅገና ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ፕሪንተር ቀለም ምምላእን፣ ኣገልግሎት ካፍቴርያን ምርካብ ፣ከምኡዉን መሳርሒ ህንፃ፣ ግዝኢት ኣቅሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑተ ቢሮን ፣ስራሕቲ ሕትመት ንጨረታ ሰዓራይ ዉዕሊ ንምፍፃም ኣብ በጀት 2008 ዓ ∙ም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ግልጋሎት ክረክብን ስለዝደለየ

ካብ መደበኛ በጀት ን 2008 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ንናይ ወረድኡ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤለክትሮኒክስ ፣ናይ ዝተፈላለዩ ሞዴላት መካይን ጎማ ምስ ካለማዳርያኡ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ዝለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ናይ ቆፃርን ካልኦት ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት : ፅሬት መሳርሒ : ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት : ዝተፈላለዩ ኮምፒተራትን ካልኦት ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ንፓምፕ መለዋወጢ ዝኮኑ : ብቻርጅ ዝተሰርሕ ናይ ሳይክል ሞተርን ካልኦት ናይ ሰርቪስ መኪና መለዋወጢ ንሕጋዉያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ናይ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

ናይ ህንፃ መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት: ኣቁሑት ኤሌክትሪክ : ኣቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቁሑት ፈርኒቸር :ናይ ፅሬት ኣቁሑትን : ናይ ቧንቧ ኣቁሐትን አዉቶሞቲቭ ኣቁሐት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

እዞም ዝስዕቡ ሀለቅቲ ናይ ቢሮ አቁሑት ፣ፅሕፈት መሳርሒ፣ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ክትጫረቱ ትደልዩ ተወዳደርቲ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ኣለኩም

ኣብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ :ዝተፈላለዩ ማሽን ስፌት: መለዋወጢ ኣቁሑት መካይን : ዝተፈላለዩ ዓለባታት :ኣቁሑት ማናጅመንት ሆቴል , ካልኣይ ምንፃፍ ፅሩብ እምኒ ካብ ድ.ኣ.ን.ትን ልምዓት ጉጅለ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ