ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ዓመት ን2009 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፅሬትን :ኤለክትሪክ አቁሑት: ናይ መኪና ጎማን :ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ አቁሑት :ዘይትን ቅብኣትንብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዚኢት ክፍፅም ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮረም ንቤት ፅሕፈት ዘግልግሉ ኣቁሑት ብጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ አብናይ 200 በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና መደበኛን ሓፂር ስልጠናን ዉሽጢ እቶት በጀት ካፒታል ንንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ :ኣብ 10ተ ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑ መለዋወጢ መኪና: ላፕቶፕ: ወናብርን ጠረጴዛ :ናይ ማይ ሮቶን :ናይ ማይ ጀነሬተርን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ንቤት ናይ ማይ ሲስተም ምዝርጋሕ መለዋወጢ አቁሑ መኪናን ሞተር ሳይክልን ዝተፈላለዩ ካልኦት አቁሑትን አጫሪቱ ክገዝእን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ሴክተር ኣብያተ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸር: ሓፂነ መፂንን :ናይ ተሽከርከሪ መኪና ሞተር ሳይክል ጎማታት: ሳይክል ምዕዳግን :ናይ ሕትመት ስራሕትን :ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስረሕቲ ማይ ትግራይ ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደልይ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ዉቅሮ ኮምፒተራት: ፈርኒቸር: ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ናዉቲ ሕክምናን :ኣፋዉስ እንስሳትን: ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ :ናይ መኪና ጎማታት: መሳርሒ ፅሕፈት :ናዉቲ ፅሬትን :ናይ ሞተር ሳይክል ጎማታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መዓርግ ሆስፒታል ኣብ ናይ 2009 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ቀዳማይ ዙር ዝተፈላለዩ ንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ