ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ናይ ማይ ሞተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ

ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2009 በጀት ዓመት ሎት1 ናይ መኪና ጎማን ባትርን : ሎት2 መለዋወጢ አቁሑ መኪና: ሎት3 አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ሎት4 ሞተር ሳይክል: ሎት5 ናይ መኪና መጋየፂ: ሎት6 ሳይክል: ሎት7 ሕትመት: ሎት8 ጀነሬተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ንናይ ወረድኡ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ናይ መኪናን ሞተር ሳይክል ጎማን ካላማደሪያ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ አስገለ ፅምብላ ካብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት መለዋወጢ ሞተር ሳይክል: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮ ን 2009 ዓም በጀት ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑትን:አቁሑት ኤለክትሪክ:አቀሑት መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ፅሬት :ናይ አዉቶሞቲቭ አቁሑት: ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ዕድጊትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ናይ መንግስቲ ኣይሲቲ ሙሉእ ፅገና ሰብ ሞያታት ጉልበት ዋጋ ብምዉድዳር ከፀግን ከምኡዉን ናይ ሞተር መኪናን ሰፔር ፓርትን ጎማ ምስ ካላማደርያ አጫሪቱ ክገዝእን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ወረዳ ፀለምቲ ኣብ 2009 በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ማይ ፀብሪ ናይ ማይከል ፅርግያ መብራህቲ ኤለክትሮመካኒካል ኢንስታሌሽን ስራሕቲ ንምስራሕ ደረጃ 5ን ልዕሊኡን ብፉሉይ ኤለክትሮመካኒካል ብርኪ ፍቃድ ስርሕ ተኮናተርቲ ኣጫሪቱ ከስራሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስ ወረዳ መደባይ ዛና ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ቢሮ: ናዉቲ ሕትመት: መለዋወጢ አቁሑት ሞተር ብስክሌት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፅዕን ይደሊ

ትካል ቴክኒክን ትምህርትን ስልጠናን ከተማ ሽራሮ ንግልጋሎት እቲ ትካል እዉዕሉ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ አቁሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ብናይ መደበኛ በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ምድብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ አቑሑ ክዕድግ ይደሊ