ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ሞተር ሳይክል :ኮምፒተርን ኮምፕተር ተንከፍን : ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት አቁሑት :ሞተር ሳይክል ስፔር :ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ንኣብያተ ቤት ፅሕፈቱ ወረዳ ዓደዋ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ፅሬት : ኤሌክትሪኒክስ : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ብስክሌት :ሕትመን ዝኣመሰሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ኣብ ሮማናት አደባባይን መቀለ ጥዕና ጣብያን ናይ ትራፊክ መብራህቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ማሕበር ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ኤለክትሪክ ጥቅልል ስራሕቲ (Stater rewinding/Armature rewinding) ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምድዳግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈለላለዮ ዓይነት ናይ ፅሕፈት :ፅሬት: ኤለክትሮኒክስ :ቀዋሚ ናይ ቢሮ አቁሑት :ሕትመት :መፃሕፍቲ :ናይ መኪናን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ በጀት ዓመት 2010 ዓም ናይ ፅሬት አቁሑት :ኤለክትሮኒክስ አቁሑት :ህንፃ መሳርሒ :መኪና መለዋወጢ አቁሑት :ክዳን ሰፋይት :ናይ ጀነሬተር አቁሑት: መድሓኒትን ናይ ሕክምና ናዉትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን መቀለ ን 2010 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዮ አቁሑት ክእዕድግ ይደሊ

ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎ ናይ ማይ ትቦን መገጣጠሚ ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናን ጎማ መኪናን መሳርሒ ፅሕፈት ናዉቲ ፅሬት ክሎሪን መለዋወጢ አቁሑ ሞተር ብስክሌትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ብመሰረት እዚ ኣብ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ንዕድም

ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዮ ናይ ማይ መፃረዪ መሽንን ናይ ጀነሬተርን መለዋወጢ አቁሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ኣጉላዕ የኣጉላዕ ዉሃ አቅርቦት አገልግሎት ቤት ፅሕፈት ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ