ኣብ ቤት መዘጋጃ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረት ልምዓተ ሓዲሽ ፀፀር መንገዲ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ቀበሌ 01 ካብ ሓፁር ሪፊራል ሆስፒታል ክሳብ ሃይላይ ወለንኪኤል ብደቀቅቲ አናእሸተይ ትካላት ማለት እዉን ሽርክና ማህበራት ብደረጃ 8 ኣናእሸተይ RC ወይድማ GC ኮንትራክተራት ብናይ UIDP በጀት አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ

ፋብሪካ ስሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ EPOX Floor and water proof Betmx work ማለት እዉን materials and maintenance ብጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደሊ ኣብዚ ንግዲ ዝተዋፈርኩም ኣቅረብቲ ይዕድም

ኣብ ዋና ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፃን ኣብ ናይ 2016 በጀት ዓመት ናይ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ቤት ፅሕፈት ማሕበራዊ ጉዳይ ህዝባዊ ቤተ ንባብ መቐለ እወክማ ብብርኪ 8 ጠቅላላ ስራሕቲ ተኮናተርቲ GC ደቀቅቲ ትካላት ንግዲ ብርኪ ፈቃድ ዘለኩም ስራሕ ተኮናተርቲ ኣጫሪቱ ከፀግን ይደሊ

ኢንተፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ስራሕቲ ኮር ድሬሊንግ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ በቲ ስራሕ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኢንተፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ስራሕቲ ኮር ድሬሊንግ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ በቲ ስራሕ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኢንተፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ስራሕቲ ኮር ድሬሊንግ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ በቲ ስራሕ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

አብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ን2016 በጀት ዓመት ዘድልዮ ናይ ሓለዋ (ዋርድያ) ግልጋሎት ን2ይ ግዜዝወፀ ግልፂ ጨረታ ንምሕላው(ንምስራሕ)ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮና ስቶራትን ዋና ቢሮን ፤ ብውልቀን ብማሕበርን ንዝተደራጀዩ ኣወዳዲሩ ንምሕላው(ንምስራሕ) ከምኡ ውን ንመጀርያ ግዜ ዝወፀ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ንምዕዳግ ስለ ዝደለየ በዚ ዝስዕብ መለክዕታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ንክወዳደሩ ይዕድም ።

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ሱር ኮንስትራክሽን ኣብ መቐለ ከይዲ መንገዲ ፕሮጀክት ናይ ሮድ ማርኪንግ ስራሕ ብንኡስ ስራሕ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2016 በጀት ዓመት ስራሕቲ ጣብያ ኣባይ ፀሃይ ፍሉይ ቦታ ማይ እንግዳ ኣብ ዝበሃል ከባቢ ተፋሰስ AXCY drainage high 0116 ንምስራሕ ደረጃ 8 RC /GC ብብርኪ ፈቃድ ደቀቅቲ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብናይ ኮንስትራክሽን ብማሕበር ወይድማ ብዉልቀ ዳእንትን ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ናይ 20126 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ቤት ፅሕፈቱ ዝኮና ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ ቀበሌ 01 ጣንቃ ማይ ሎሚን ደጋፊ መንድቅ ምንስራሕ አብ ሲአፒ ዝደድሓዘ ኮድ ABI/CW/MRIW/2/2016 RC/GC ደረጃ 8ተ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ትካላት ንግዲ ዘለዎም ተኮናተሪ አጫሪቱ ብግል ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ