ቤት ፅፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ናይ ብናይ ክልል ን2ይ ብርከኪ ቤት ትምህርተቲ ደጋምባ መስርሒ ቴንዲኖ ባዕል 8 10 12 14 16 ቁፅሪ ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታል መቐለ ናይ ሕክምና ናዉቲ/ሲሊንደር/ :ናይ መኪና መለዋወጢ :ፈርኒቸር /ሸልፍ/ : ህንፃ አቁሑት /ብረት መሳልል/: ኣቅሑት ጀነሬተር: ፅሬት አቁሑት: መኮረኒን ሳልሳን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ (ከስርሕ) ይደሊ

ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት ማእከል አብ 2010 በጀት ዓመት ንቲ ማእከል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቆወምቲ ንብረታት ከም ፈርኒቸር ዝተፈላለዮ ናይ ኤለክትሮኒክስ መሳርሒታት ናይ ህንፃ መሳርሕታት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእኸል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት መሳርሒ : ሕትመት: ኤሌክትሮኒክስ : ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቀሑት (ፈርኒቸር): ህንፃ መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት: ናይ መኪና መጋየፂ : ነዳድን ቅብኣትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ናይ ማይ መሳርሒ ንቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ቴንዲኖ ባዕል 12 ቁፅሪ የሲል ናይ ማይ ቡምባ መማእከሊ ዘንጊ ገመድ በዓል 100 ሜ ናይ ማይ ቡምባ ላዕለዋይ ፍንጃል ምስ ብሎን ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ን ዘለዎ ህንፃ ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ

ሃገረ ሰላም ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ኮሌጅ ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኮምፒተራትን ኤለክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

የወረዳ ኣፅቢ ወንበረታ ትልምና ፋይናንስ ከዚህ በታች የተዘረዘሩት ህንፃ መሳሪያና የማዕድን ወጤት (አሸወና ጠጠር) 3000 : የንብ ትጥቅ 3000 ብግልፅ ጨረታ ለመግዛት ይፈልጋል

ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳርሒ : ፈርኒቸር : ኮምፒተር : ሕትመት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

ንማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ህንፃ መሳርሒ :ናይ ማይ አቁሑ: ናይ መኪና ስፔር: ናይ ኤለክትሮኒክስ :ናይ ስፖርት ዕጥቂ :ናይ እንስሳት መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ