... መንገዲ ንምስራሕ ደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ኣናእሽተይ ብመንግዲ RC ወይድማ ደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ኣናእሽተይ ጠቅላላ ኮንስትራክሽ GC ትካላት ንግዲ ንማሕበራት ኮንስትራክሽንን ዉልቀ ዳኣንትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

... ናይ ሰብ መድሓኒትን : ናዉቲ ህክምናን : መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ሕትመት ስራሕቲን : ኣቅሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት ናይ ሳኒተሪ ማለት እዉን ንማይ ስራሕቲ ዘገልግሉ : ኣቅሑት መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ንናይ ጨረቃ ጨረቂ ኣገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ

... ቶፕ ኮምፒተር ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

... መለዋወጢ ኣቑሑት ኣብቲ ዘፈር ካብ ዝተዋፈሩ ብቑዓትን ሕጋዊ መቕረብቲ ብከባብያዊ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

... ት ዝውዕል ትርጉም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ትርጉም ግልጋሎት ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ።

... ዩ ዓይነት ናይ መኪና ስፔርን ጎማን መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ።

... ይ ቁፅሪ ዕደጋ 1 / 2016 ኣብ 2016 በጀት ዓመት ንክስራሕ ብናይ ቤት መዘጋጃ ዓዲሃገራይ በጀት ተታሒዝሉ አሎ በዚ መሰረት ደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ኣናእሸተይ ጠቅላላ ኮንትራክተር GC ዘለዎም ማሕበራት ስራሕ ተኮናተርቲ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

... በረሉ ስለዝደለየ ኣብዚ ሞያ ዝተሳተፈኩም ክብ ደረጃ ሐደ ክሳብ ሓሙሽተ ፍቃድ ዘለኩም ትካላትን ነዞም ሲዒቦመ ዝዝርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡን ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድ

... ቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕረፎርማ ኣወዳዲሩ(ግልጋሎት)ክረክብ ወይ ክዕድግ ስለ ዝደሊይ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።