ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ በቲ ዘርፊ ካብ ዝተሰማረዩ ሕጋውያን ፍቓድ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደልይ።

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ ናይ ቢሮ ቁልፊ በቲ ዘርፊ ካብ ዝተሰማረዩ ሕጋውያን ፍቓድ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደልይ።

... ፃኢ ዝኾኑን ዝኣረጉን ልዕሊ ትሽዓተ ሽሕ ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ

... ኡን ዝተበላሸውን ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ዝተሰባበሩን ንምውጋድ _ ስለዝደለና ::

... ፅሬት ኣቁሑት ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ስለትደሊ፡፡

... መሸን ንዝተፈላለዩ ናይ ትካልና ሰራሕቲ ዘገልግሉ ብብርኪ ክልል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዝደንት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንቺፍ ካብኔ ሴክሪታርያት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ

... መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ኮንስትርክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ፈት መሳርሒን : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ