ኢንተርፕይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን2007 ዓመት ንዘካይዶም ና መንገዲ ህንፀትን ፅገና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዘለዎም ቱቦ ብግለፂ ጨረታ ብምዉድዳር ከምርት ይደሊ::

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን /ደደቢት ትፈልም/ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ አክስሰሪ ኣጫሪቱ ክንዕድግ ስለዝደና ክትጫረቱ እትደሊዩ እዚ ዝስዕብ ረቁሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ::

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ቀፂሉ ዘሎ ናይ ማይ አቁሑትን መሳርሕን ቆፀርትን : ሞተር ሳይክልን : ሳይከልን ንብረት ብጭረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈትና ከተማ ልምዓት ክ/ከተማ ቐ /ወያነ ኣብ ክ /ከተማ ቐ /ወያነ ናይ ቆርቆሮ ሼድ ስራሕቲ ንምስራሕ ናይ ማተርያል : ጉልበትን ማሽነርን ብጠቅላላ ከጫርት ይደሊ:: ስለዚ ኣብዚ ስራሕ ክትሳተፉ ትድሊዩ ደረጃ 10ተ ዓሰርተ ደቀቅቲ ደ.ኣ.ን.ት ናይ ህንፃ ጠቕላላ ኮንስትራክሽን ተኾናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድም:: ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግብኦም ረቆሒታት::

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም አብ ወረዳና ንዝርከብ ቤት ፅሕፈታት ዘድልይን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ሕተመት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት :ፈርኒቸር /Fabricated/ ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ትካልና - ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ቕድም ኢሉ ብማእኸል መሰልጠኒ ዘበናዊ ማእለማ ቅድን ስፍየትን ዓለባን ቆርበትን-መቐለ ብዝብል ሽም ዝፍለጥ ዝነበረ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክአሉ ዝተፈላላዩ ፅሕፈት መሳርሒ ጨርቃ, ጨርቅን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰረት ጌርኩም ክትወዳደሩ ብኣኽብሮት

ድርጅታችን ትግራይ የዉሃ ስራዎች ጥናት ዲዛይንና ቁጥጥር ኢንተርፕራዝ ለ2007 በጀት ዓመት የሚገለግልባቸዉ ከዚህ በታች ያሉትን::

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሸልፍ ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ናይ አባላት ድምቢ ክዳንን ዝተፈላለዩ ናይ ሙዚቃ መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ተወዳደረቲ ከማልእዎ ዝግባእ::

ዞባ ደቡብ ምብራቅ ማእኸል ቤት ፍርዲ ካብ 2007 ዓ/ም መደበኛ በጀት ናይ ሕትመት : ፅ /መሳርሒ : ፅሬት አቐሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደሊዩ::