ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ናይ ፈርኒቸር ኣቁሑትን : ናይ ፅሕፈት መሳርሐን ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ አብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደሊዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቆሓ ክተማልኡን ክትወዳደሩን ይዕድም::

ሮ ፀጥታን ምም/ር ክ/ትግራይ ን2007 ዓም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ::

ማእኸል መሰልጠኒ ጉድኣት አካል መቐለ ኣብ 2007 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቐሑ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ :: ህ /መሳረሒ ድማ ን 2ይ ጊዜ ዝወፀ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደረቲ ይዕድም::

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንአባላት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ናዉቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: ተወዳደረቲ ከማልእዎ ዝግባእ::

ማ/ም/ሕ /አበርገለ አብ 2007 ዓመት ንዝተፈላለዩ ንምርምር ዘገልገሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ : ዝተፈላለዩ ናይ ምርምር መሳርሔታት : ናይ እንስሳ መድሓኒት ፀረ- ባልዕ ከሚካልን : ናይ ላብራቶሪ መሳርሕታት : ናይ እንስሳ ቀለብ : ዝተፈላለዩ ናዉትን መሳርሕን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት : ዝተፈላለዩ ፅ/መሳርሕ : ፅሬት መሳርሒ : ሕትመትን :

ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ዝተፈላለዩ ናዉቲ መሰልጠኒ ማሽናት ብግልፂ ጨረታ ኣብ ናይ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሓ ክተማልኡ ይግባእ::

ኮሌጅ ንግስተ ሳባ ቴክኒክን ሙያ ዓድዋ ኣብ ኮሌጁ ንዝርከብ ናይ ምምሃርን ምስትምሃርን ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ : ህንፃ መሳርሒ: ኤሌክርቲክ ኢንዱስትሪን አቐሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ::

ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ አብ ዓዲ ሽምዱሑን ዝርከብ ኒኮላስ ቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸር ቀዋሚ ንብረት አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ትካላት ንክትሳተፉ ይዕድም::

ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ አብ ዓዲ ሽምዱሑን ዝርከብ ኒኮላስ ቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ቀዋሚ ንብረት አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ትካላት ንክትሳተፉ ይዕድም::

ወገን ንወገን ተራድኦ ማሕበር ናይ ኮምፒዩተር ዕዳጋ ከካይድ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ሮቆሓታት እተማልኡ ኣቅረብቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም::