ኣብ ዞባ ምብራቅ ከተማ ዉቅሮ ጣብያ ሓየሎም ዕዳጋ ከፍቲ ከስርሕ ስለዝደለየ ነዚ ንምስራሕ ደራጃ 8 ኣናእሽተይ ጥራሕ ፍቃድ ስራሕ ዘለኩም ኮንስተራክሽን ሕብረት ሽርክና ማሕበራት

ኣብ ናይ 2008 ዓመት በጀት ኣብ ዞባ ምብራቅ ከተማ ዉቅሮ ኣብ ክልተ ዝተፈላለዩ ቦታታት ፀፀር መንገዲ ንምስራሕ RC/GC 7 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ናይ መኪና ጎማ በዝሒ 40 አጫሪቱ ክትዕድግ ይደሊ

ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳር ስራሕትን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብግልፂ ጨረታ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ንብረት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንቤት ትምህርትታት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፈርኒቸር ማለ ት

ኤለክትሮኒክስ ኮምፒተርን፣ ናይ ሙዚቃ መሳሒ፣ ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕል ናዉቲ መሳርሒ ህንፃ ናዉቲ ሕክምና ኣፋዉስን

ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍቲ ማዓድንን ኢነርጅን ካብ መደበኛ በጀት ኣብ ጣብያ ዛታ ታናል ምንዋሕ ምስራሕ ንዝክእሉ ብማይ ኮንስትራከሽን ብደረጃ 8 ብደቀቅቲ ካብ ዝተወደቡ ትካላት ንግዲ፣ብተወሳኪ

ዝዉዕል ኦክስጅን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ንክትወዳድሩ እትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ እናዓደምና ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ::

ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ማለት 8 ላፕቶፕ ኮምፒተር ትገዝእ ትደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ዉድድር ክትሳተፉ እትደሊዩ ተወዳደርቲ

ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑ ፅሬትን ካብ ናይ 2008 ዓ ም በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለዝደሊ