ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ መቐለ ንዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ንብረትን ግልጋሎትን ማለት እዉን ህንፃ መሳርሒ፣ ኤለክትሮኒክስ ፣መፅሓፍት ፣ግልጋሎት ግሪነር ዕድጊት ንምፍፃም ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ኣብ 2008 በጀት ዓመት ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት መፅሓፍ GTP2 ክልልና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ

መቐለ ማእከል ቤት ህንፀት ካብ 2008 ዓ/ም ንመስራቤት ንዝህነፅ ህንፃ መሳርሒ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

ሆስፒታል መቐለ ናይ ሰብ መድሓኒትን ሕክምና ናዉቲን ንላብራቶሪ ሪኤጀንት ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ላብራቶሪ ኬሚካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክለል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ክስርሕን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀማሉ ዝተፈላለዩ ኤሌክትረኒክስ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኤለክትሮኒክስ ፣ፈርኒቸርን ፣መሳርሒ ፅሕፈትን ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ቢሮ ኣቁሑ(General Material) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ እዞም ዝስዕቡ ናይ ካምፒንግ ኣቁሑ(comping Materials) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ