ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ሰለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ትካላእት ንክትወዳደሩ ንዕድም

ኣብ ኮሚሽንፖሊስ ክልል ትግራይ ንኣብያተ ዕዩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ አቁሑት (ፕላስቲክወንበርን ፈርኒቸርን)ካብ ናይ በጀት ዓመትን ካብ ናይ ሴፍትኔት በጀትን ብግልፂ ጨረታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእን ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሎም ዝዝርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ ላፕቶፕን ፕሮጀክተርን ክዕድግ ስለዝደሊ ነዞም ዝስዕቡ ዘማልኡ ንክወዳደሩ ንዕድም

ሆስፒታል መቐለ መድሓኒት ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንአላማጣ ህንፃ ዝከዉን Ceramic Parcelain ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኤጀንሲ ልምዓት ዳኣንት ክልል ትግራይ ሞተር ሳይክላት : ብስክሌት ዝተፈላለዩ ዓይነት ፈርኒቸራትን : ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

ቤት ፅሕፈትና ከባቢያዊ ልምዓት ክ /ከተማ ሰሜን ኣብ ላጪ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ደረቅ ሽንትቤት ንምስራሕ እኩል በጀት ብምምዳብ ናይ ማተርያል ማሽነርን ሓዊሱ ብጠቅላላ ከጫርት ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት 2008 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ እትደልዩ እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም