ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ዝዉዕላ ሞተር ሳይክላት ከምኡዉን ንወረድኡ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ፣መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ኤለክትሮኒክስን ፣ፈርኒቸር ፣መለዋወጢ አቁሑት መኪና፣ መለዋወጢ አቁሑ ሞተር ሳይክል ፣ኮምፒተራት፣ ናይ ሕርሻ ዘርኢ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኮሌጅ ሳይንስን ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑታት : ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳሰላሰ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ኤችዲፒኢ ጂኣይ ትቦ መገጣጠሚ ክሎሪን ከምኡዉን ናይ ኤለክትሪክ አቁሑትን ፓምፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፈርኒቸር፣ኤለከትሮኒክስ፣መሳርሒ ፅሕፈትን፣ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ነዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዳንሻ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ካብ ሕብረተሰብ ኣታዊ ዝገበሮ ገንዘብ መቀመጢ ተምሃሮ ዴስክ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ በዚ ስዒቡ ዘሎ ረቋሕታት ጨረታ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ንቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረት ንምዕዳግ ካብ 4 ለካቲት ክሳብ 6 ለካቲት 2008 ዓም ዝተጋወሐ ምንባሩ ዝፍለጥ ዩ ሕዚ ግን መዕፀዉን መክፈትን ጨረታ 18 ለካቲት 2008 ዓም ተሪፉ ን 24 ለካቲት 2008 ዓም ሰዓት 3፡45 ዝተናወሐ ምካኑ ንሕብር

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ብተከታታሊ ን 6 ኣዋርሕ ዝፀንሓ 8 ሰባት ዝሕዛ 6ተ ሃርድቶፓት መካይን ኣብ ዝተፈላለየ ሆስፒታላት ግልጋሎት ዝህባ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ኣብ ወረዳና ንዝርከባ ቤትፅሕፈት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት መሳርሒ: ናይ ሞተር ሳይክል መዋወጢ ኣቁሑት :ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተንከፍ ኣቁሑት ናይ ዘርኢ አግራብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ልምዓት ገጠርን ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ ተፈጥሮ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዎ ረቋሕታት ክተማልኡ እትክእሉ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም