ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ሓራሲት ትራክተር ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ኬዚንግ ንምዉፃእ ክራን ትራክ ልዕሊ 10 ቶን ተልዕል ብክራይ ንምቅራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ ከተማልኡ ይግባእ

ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ኣጎልግሎት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ እቲ ብጨረታ ክዕድጎ ዝደለየ ማሽን ክራይ ማለት ብልዶዞር ኬት ዝዓይነታ ማሽን እንትኸዉን

ኢዛና መዓድን ልምዓት ኩባንያን ናይ ሜሊ ወርቂን ማይህበይ መፅናዕቲ ወርቂ ግልጋሎት ዝሕባ ክልተ ጎዳጉዲ ንምፅራግ ሓንቲ ኮምፕረሰር በዚ ዝስዕብ እስፔስፊኬሽን ካብ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም መካረይቲ ተካርዩ ክሰርሕ ይደሊ

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ብዳይሬክተሬት ዳይሬክቶር ቅድመ መጠንቀቅታ ግ/መልስን ም/ዉሕስናን ቀፂሉ ተዘርዚሩ ዘሎ ናይ ዝተባለሸወ እኽሊ መወገዲ ጉድጋድ ኣኩዒቱ ብኤክስካቫተር ክወግድ ይደሊ

ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ዝ/ዩ ን 2012 ናይ ስራሕ ዘመን ዘድልዩ ትሕት ኢሎም ዝተዘርዘሩ ናይ ኮንስትራክሽን ማሽነርታት ኣናእሽቶይ መካይንን ንሓደ ዓመት ብጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ስለዝደለየ በቲ ተተሒዙ ዘሎ ዝርዝር ረቃሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ከተጫርቱ እትክአሉ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም

ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሰለኽለኻ ን2012ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ንባዕሉ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናዉቲ ትምህርቲ ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ናዉቲ ፅሬትን ሕትመትን ፣ ሓመድን እምንን፣ ብሳዓት እትሰርሕ ሎደር ፣ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ ፤

የመቐለ እቅድና ፋይናንስ ፅ/ቤት መሰረት ልማት ፅ/ቤታችን ኣጎልግሎት የሚዉል ማሽነሪ ክራይ በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ መከራየት ይፈልጋል

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፅሬትን ፅባቀን ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሎዶር ክራይ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንካረ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፅሬትን ፅበቃን ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሎደር ክራይ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንግልገል ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም