ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ደ/ከ/ስዕ/ፋይ/ምም/ንብረትን ንቤት ማዘጋጃ ሽረ እንዳስላሴ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ገፀር መንገዲ ስራሕቲ ንምስራሕ ከም ሎደር፣ ግሪደር፣ ሮለር፣ ሻወር ትራክን ሲኖ ትራክን ዝመሳሰሉ ማሽነሪታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ከባቢ ሸራሮ ንዝስራሕ ናይ ሓባር ዒላታት ንናይ ዋን ዎሽ ማእከላዎት ጎዳጉዲ ስራሕ ከምኡውን ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ኤሌክትሮኒክስ ንምዕዳግ ስለዝደለየ ንናይ ሓባር ዒላ ብናይ ማይ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ደረጃ 8 ደቀቅቲ ትካላት ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ከምኡውን ብናይ ዋን ዎሽ ካልኦት ጎዳጉዲ ድማ ብናይ ማይ ስራሕቲ ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ሳ/ፃ/እምባ ብናይ ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ፕሮግራም በጀት ንዝስርሑ ስራሕቲ ኣናእሽተይ ግድብ/Mini dam/ ብናይ ማሕበረሰብ ጉልበት ክሽፈኑ ንዘይክእሉ ስራሕቲ ዝተፈላለዩ ማሽነሪ ተካርዩ ከስርሕ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንኣብያተ ፅሕፈት ሕርሻ፣ ሃፍቲ ማይ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ክፍሊ ትምህርትን ንኣገልግሎት ዝውዕል ብናይ መደበኛ በጀት ሴፍቲኔት ፀፀር/ ጃህያ/ ፣ ሑፃ/ ሓሸዋ/ ፣ምሩፅ ሓመድ እምንን ክራይ ካዕታ ማሽንን ብፕሮፎርማ ምልክታ አወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኢትዮ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ኣብ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ጣብያ ኣማኒት ቁሸት ዓዲ ልሕፂ ዝስራሕ 2ተ ራህያ ንመስተ ማይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ብማሽን ክነኩዕት ስለዝደለና ነዚ ረቋሒ እተማልኡ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብቤት ፅሕፈት ማይን ማዕድንን ኢነርጂን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ በጀት ዝክፈል ኣብ ዝተፈላለያ ጣብያታት ንዝስራሓ ማእከለዎት ጎዳጉዲ ከስርሕ ስለዝደለየ ብናይ ማይ ስራሕቲ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ዘኾንኩምን ተወዳደርቲ ከምኡውን ንዝትፈላለዩ ስራሕቲ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ማሽነሪታት፣ደረቅ ፅዕነት፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና /ስፔር ፓርት/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መኸዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈታት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ሕትመት ግልጋሎትን ቀወምቲ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ከምኡ ድማ ናብ ጣብያ ኣዲስ ኣለም ዝወስድ መንገዲ ንምፅራግ እትውዕል ኤክስካቫተር ማሽን ክራይ ተካርዩ መንገዲ ንምፅራግ ግልጋሎት ክራይ ማሽን ክዕድግ ይደሊ::

ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣጉላዕ ኣብ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተምኡ ዝርከቡ ቦታታት ብመሽን ማለት ሎደር ፅርግያ ከፅርግን ከስተካክልን ስለዝደለየ ኣብቲ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናነስን ወረዳ እንደርታ ናይ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ዶዘር ኪራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብታ ከተማ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ምድብ 1 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ምድብ 2 መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ምድብ 3 ክራይ ዶዘር መኪና ፣ ምድብ 4 ፅገና መኪና ፣ በቢዘፈሩ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዳሩ ክገዝእ ይደሊ ።