ቤት ፅሕፈት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ን2017 ዓም በጅት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት

አብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዝደንት ዳይሬክተሬት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ግልጋሎት ብዝህቦም ቤት ፅሕፈታትን ካቤኔ ሰክሪታሪያትን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ንናይ ከተምኡ ኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ስፔር ፓርት ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ሕርሻ ማይጨዉ ነቲ ኮሌጅ አገልግልት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት :ናዉቲ ሕክምና : መድሓኒትን :መሳርሒ ህንፃን :መለዋወጢ ኣቀሑት መኪና : ናዉቲ ኤሌክትሪክ : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : ዘርኢ ኣሕምልትን : ፀረ በልዕን : ኣቅሑት ማይ ናዉቲ ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወደዳሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮ ክልል ትግራይ ጎማ ተሽከርካሪ መካይን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ዞባ ምብራቅ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ቤት ፅሕፈታትን ሴክተራትን አገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ከምእዉን ንናይ ቢሮ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣገልግልት ዝዉዕል ስፔር ፓርትን ጎማታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ቀዳማይ ወያነ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ስታስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ክልል ትግራይ ካብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለየ ዓይነት መሳርሒ ፅሕፈትን : መኪና ጎማን ባትሪን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

በዓል መዚ እቶት ክልል ትግራይ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ጎማ መኪና : መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ