ኣታዊኡ ንህንፀት መንደር መሐብ ሓበ ፍሬምናጦስ ዝውዕል ብመሰረት እዚ ኣብዚ ዓውደ ስራሕ ዝነጥፉ ፕሮሞተራት ብኩነት ምድላው (Event Organizing) ሕጋዊ ፍቓድ ዘለኩም ኣብቲ ዓውዲ እትነጥፉ ኣካላት ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ስለዝደለየ ኣብዚ ክትሳተፉ እትደልዩ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ክትወዳደሩ ንዕድም።

መቐለ ዩኒቨርሲቲ ለዩኒቨርስቲችን ተማሪዎች እና ማህበረሰብ አገልግሎት የሚውሉ የተለያዩ የአገልግሎትና የንግድ ቤቶች በዘርፉ ከተሰማሩ አቅራቢዎች በማወዳደር አገልግሎት ለመግዛት ተፈልገዋል ::

አንበሳ ኢንተርናሽናል ባንክ ኣ.ማ ሰሜን ሪጅን ፅ/ቤት ከዚህ በፊት በዓዲ ሓውሲ በነበረው ቤት የተለያዩ ያገለገሉ የብረት በሮች እና የእንጨት በሮች ባሉበት ሁኔታ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋል፡፡

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ትዉዕል ክራይ መኪና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ናይ 2016 በጀት ዓመት ኣፈፃፅማ ስራሕቱ ብናይ ደገ ኦዲተር/ Extemal Auditor/ ኦዲት ከስርሕ ስለዝደሊ ብናይ ዓርሶም ፎርማት ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ሞሓ የለስላሳ መጠጦች ኢንዳስትሪ ኣ/ማ የመቐለ ፔፕሲ ኮላ ፋብሪካ የተለያዩ ዓይነት ያገለገሉ እና የተጋቡ ዕቃ በጨረታ ኣወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋል፡፡

መቐለ ዩኒቨርስቲ ባህላዊ የምግብና መጠጥ መስተንግዶ አገልግሎት ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

የመቀሌ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ፅ/ፈት ቤት በልማታዊ ሴፍቲኔት በጀት ለመቸሌ መዛጋጃ ቤት ለተለያዩ የስራ ክፍሎች ግልጋሎት የሚውሉ ፅሕፈት መሳርያ ኣወዳድሮ መግዛት ስለሚፈልግ በዚህ የስራ ዘርፍ ፍቃድ ያላቹ ነጋዴዎች እንድትወዳደሩ /እንድትሳተፉ/ ይጋብዛል።

በምስረታ ሂደት ላይ የሚገኘው ግእዝ ባንክ ኣ/ማ የዉጭ ኦዲተሮች በመቅጠር የድርጅታችን የሂሳብ ሰነድ ኦዲት ለማስደረግ ስለፈለግን

ኣብ ኤጀንሲ ድጅታል ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንኤጀንስና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።