ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ 16kWጀነሬተራት ፣ ዋና ዘየብሎም ኣኽላባት ንምዉጋድ ፣ ናይ እግረኛ መቓረፂ ዜብራ ንምቅባእ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ስፕሊት አየርኮንድሽነር ጋዝ ምምላእ፣ ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንኣካዳሚና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ክሽነ ኣቅሑትን ዳቦ ማሽንን ፣ፍራሽ፣ናይ ሕክምና መሳርሒ ኣቅሑት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ

ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንልምዓት ሕርሻ ሓለዋ ስነ ከባብን መዓድንን ኢነርጅን ቤት ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ናዉቲ መድሓኒት ሃለቅቲ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

ንሄዎ መባእታ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሓፂን ሸልፍ ክንገዝእ ስለ ዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ን ር/ህ/መ/ክ/ከ/ዓዲ ሓቂ ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሌክትሪካል ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ስፔር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ