ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2012 ዓ/ም 3ይ ዙር ዕድጊት ንምፍፃም ምድብ 1- ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ፤ምድብ 2- ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕል ኣርም ቼር ፣ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ መንግስታዉን ዘይመንግስታዉን ገበርቲ ሰናይ ዝተረከበ በጀት ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ዓድዋ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ እቅሑት ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ባህር ዛፍ፣ ከባቢያዊ ማተርያል ፣ ጎማ መኪና ምስ ካላማደርያ ፣ ፈርኒቸርን ፣ ናይ ኢነርጂ መሳርሕታት ሞልድ ፣ ካዝና መትሓዚ ገንዘብ፣ ክራይ ትራክተር፣ ዘርኢ ናይ ሳዕርታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ።

ንቢሮ ፀጥታን ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝሩ ከም ዝስዕብ ይከዉን ናይ ቢሮ ፀጥታ ምም/ርን ዝተፈላለዩ ሕትመት ስራሕቲ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ንክንዕድግ ዝወፀ ጨረታ ይምልከት

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ኤሌክትሮኒክስ፣ ፈርኒቸራትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንኢንስቲዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ላባራቶሪ መሳርሒ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ

የኢንድስትሪ ፓርኮች ልማት ኮርፕሬሽን መቐለ ኢንድስትሪ ፓርክ ቅርንጫፍ ፅ/ቤት ኣጎልጉሎት የሚዉሊ የ መኪና ቀላል ጥገናና ሰርቪስ በፕሮፎርማ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

የኢንድስትሪ ፓርኮች ልማት ኮርፕሬሽን መቐለ ኢንድስትሪ ፓርክ ቅርንጫፍ ፅ/ቤት ኣጎልጉሎት የሚዉሊ የ መኪና እቃዎች በፕሮፎርማ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ነዞም ብ ታሕቲ ተዘረዚሮም ዘለዎ ናይ መኪና ጌጣ ጌጥ ኣቅሓ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጄንሲ ምር/ምዝ/ሰነዳትን ወ/ኩነትን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መመላኸዒን ፣ ናይ ፅሬት ኣቅሕትን ፣ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክግድግ ይደሊ

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኤጄንሲ ምር/ምዝ/ሰነዳትን ወ/ኩነትን ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ቀዋሚ ንብረት ሎት 1 /ፈርኒቸር/ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክግድግ ይደሊ