ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ንበጀት ዓመት 2012 ናይ መኪና መለዋወጢ/ስፔር ፓርት ናይ ኒሳን Y61 ብግልፂብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ድርጅታችን የኢትዮዽያ የባህር ትራንስፖርና ሎጅስቲክስ ኣጎልግሎት ድርጅት ኣጎልግሎት መቐለ ወድብና ተርሚናል ቅ/ፅ/ቤት የተለያዩ ኤሌክትሮኒክስ የቢሮ ዕቃዎች በጨረታ ኣወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ን ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንልምዓት ስነ ከባብን መዓድንን ኢነርጅን ቤት ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ናዉቲ መድሓኒት ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገ/ልምዓት /ሬድ ፕላስ/ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገ/ልምዓት /ሬድ ፕላስ/ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ንህቢ እታወታት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገ/ልምዓት /ሬድ ፕላስ/ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ ን 2012ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ናይ HDPE ትቦታትን መገጣጠሚኡን ካብ 40mm- 160mm እትብይድ but welding machine ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ