ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ኣብ ምም/ር ክ/ከተማ ኩሓ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ናይ መኪና ስፔር፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ህንፃ መሳርሕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ አጠ/ምም/ርን ገፀር መሬት ክ/ትግራይ ናይ ሚስትቡሽ ፣ ኣባድላ መኪና አቅሑት፣ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንዝተፈላለዩ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ማት ዲስክቶፕ ኮምፒተራት ፣ ላፕቶፓት ፣ ፕሪንተራት ወ.ዘ.ተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ ማይ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘርሁን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድ ይደሊ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደባኛ በጀት ናይ ሕትመት ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ጥምረት ኤች ኣይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ናይ መኪና ቱፕለስ ጎማ ቁፅሪ ጎማ፣ ኮምፒተር ክገዝእ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ንዘለዉ ሮቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ናብ ቤት ፅሕፈትና ብምምፃእ ንቲ መምልኢ ዋጋ ጨረታ ቅጥዒ መፅኢኩም ንክትወስዱ ነተሓሳስብ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ማቺንግ ፈንድ ዝመፀ ፅ/መሳርሒ ፈርኒቸር በጀትብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ