ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ ማይ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

የትግራይ ክልል ግብርና ገጠር ልምዓት ቢሮ

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ ማይ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

1 ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ቲን ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርተፊኬት

2 በዚ መሰረት ፕሮፎርማ ክሳብ 14/09/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቅርቡ ትኽእሉ

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 14/09/2012ዓ/ም ሰዓት3፡30 ይኽፈት

4 ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 56 63 / 03 44 40 43 46

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo