ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሕትመት ጥራዝ ሃፍቲ ምዝገባን ቅጥዒን ሰርተፊኬትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 13/09/2012ዓም ክሳብ 17/09/2012ዓ/ም ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ኮምሽን ፖስታ ናብ ኮምሽን ስነምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ዙርያ ባህልን ረብሑኡንንዝገብሮ መፅናዕቲ ብ መፅሄት ከሐትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

በኤጄንሲ ማእድንና ኢነርጂ ክልል ትግራይ ባዮ ጋዝ ፕሮግራም ማስተባበርያ ዩኒት መኪና ስፔር በፕሮፎርማ ኣወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ህጋዊ ነጋዴ የሆናቹ እንድትወዳደሩ ይጋብዛል

በኢ/ያ ቀይ መስቀል ማሕበር የትግራይ ክልል ቅ/ጽ/ቤት ኣዲስ ጎማ ከነ ከለማደርያዉ በቀረበዉ ስፔስፊኬሽን መሰረት በስሩ ላሉት የምስራቃዊ ዞን ወረዳዎች ኣጎልግሎት የሚዉሉ በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ርን ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ናይ ማይ ሃፍቲ መኪና ሞዴል ዝኮነት መኪና ሰርቪስ መለዋወጢ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ልቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ብርጅስቶን ምስ ካላመደርያ M755 ፣ ናፔጆ ጎማ ምስ ካላማደሪኡ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ዓበይትን ኣናእሸተይን መኻይን ካላዉዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክግልገል ይደሊ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ዓበይትን ኣናእሸተይን መኻይን ጎማ ፅገና ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ቅድሚት ፓራወልት ( front bumper) ምስ መፀገኒኡ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቕርቡ ንዕድም

ኤጄንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ካብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ መካይን ጎማታትን ባትሪን ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ