ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ክዕድግ ንደሊ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ስፔር ፓርትብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቕርቡ ንዕድም

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ናይ ህትመት ስራሕ ብኽሊትኡ በሪ ዝፀሓፍ ብማይካ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ናይ ህንፃ መሳርሒ ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብ ፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ስፔር፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ምልክታ መለጠፊ ቦድ በዓል ምስትዋት ተቆላፍን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፣

ምልክታ ሊዝ ጨረታ ቤት መዘጋጃ ከተማ ራማ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም 2ይ ዙር ጨረታ ንመንበሪ 86 ፣ ንትካላት 7ተ ፣ ንሕዉስዋስ 45ተን ፣ ንመዐደሊ ነዳዲ 1 ብድምር 139 ብሎት ብምደላዉ ናብ ተጠቀምቲ ብሎት አወዳዲሩ ከሕልፍ ስለ ዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዘተዘርዘሩ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስተራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ሰቲት ሑመራ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ሰቲት ሑመራ ብቤት ፅሕፈት ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ከተማ ሰቲት ሑመራ ኣብ ቀበሌ 04 ናይ ጉድኣት ኩናት ተጋደልቲ መንበሪ ገዛ ሎት1 ን ሎት2 ነንበይኖም ን2ተ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብደረጃ 8ተ ብርኪ ፈቃድ ማለት እዉን GC BC ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ማሕበራት ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ ነዞም ረቋሕታተ ኣማሊእኹም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

በኢትዮጵያ ጉምሩክ ኮሚሽን መቐለ ቅ/ጽ/ቤት የፅሕፈት ዕቃዎች ፣ የፅዳት ዕቃዎች ፣ የመኪና ጎማ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ግዥ መፈጸም ይፈልጋል

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ንዝተፈላዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ ኣቅሑትን፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስን ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶን ክትጫረቱ/ክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ካብ ቡክሌት1 ብኩሌት 3 ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሐትም ስለዝደለየ ክትወደደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሺኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ንከትእትዉ ንዕድም