ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ ላፕቶፕ ቻርጀር HP 01 ፣ ናይ መኪና ታፒሰሪ /ምንፃፍ ሽፋን መኪና ዳብል ካፕ 02/ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ መኪና ዲኮር / ኮንፈርት ወልፊት 1ይ ደረጃ ናይ ቪ 8 መኪና ፣ ኮንፈርት ወልፊት 1 ደረጃ 01 ናይ ፕራዶ መኪና / ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ መደበኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ መኪና መጋያየፂ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ዘገልገለ ንብረት ናይ መኪና ጎማ ፣ ፕሪንተር፣ ኮምፒተር ፣ ምስ ሙሉእ ኣክሰሪኡ ፣ ናይ ጋሻ ወንበር ፣ ተሽከርካሪ ወንበርን ፣ ሴክሪታ ወንበር ፣ ባትሪ ናይ መኪና ፣ ካላማደርያ ዝተፈላለየ ሓጭን መጭን አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተረርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም

ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት/ ጎማ ምስ ካላማደርያ 05፡ ሽቶ ናይ መኪና 05፣ ናይ መሪ ክዳን 01፣ ወልፊት ሙቀት መኸላኸሊ 01/ ክዕደግ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል AC Ventlator .Ultra Sound , ሮቶ መትሐዚ ማይ ዋተር ፓምፕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ የደሊ

ንቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ላፕቶፕ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ

ኤጄንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ስፔር ፓርት ኣቅሑት / ክሪክ በዓል 2ቶን 1 ፣ ዳሽ ቦርድ ቅብዓት 1፣ ኮላንት 5፣ ተንጠልጣሊ ጨና 1፣ ራድያተር መከደን 2፣ ሲል ኣይል ሬር ኣክስል 1/ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ኣቁሑት ክተቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 29/09/2012 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክላት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሓ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ቆጠብቲ እቶናት ባሕላዊ ምድጃ /ብረታ ብረት ስራሕ/ ምርጫዬ በዝሒ 400 ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክጋዕዝ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም