አብ ሰሜን ክ /ከተማ መቐለ አብ ጣብያ መለስ ፈለግ ዳዕሮ ዝርከብ ንእሽተይ ድልድል ንምስራሕ ስለዝተደለየ ማተሪያል : ናይ ግልበት :መሽነርን ሓዊሱ ከጫርት ይደሊ::

ኣብ ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ ንቢሮ ስራሕቲ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ :- ፅሕፈት መሳርሒ ተዛመድትን : ዲስክቶፕ ኮምፒተር : ላፕቶፕ ኮምፒተር : ናይ ፅሬት ናዉትን ሸልፍን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማረት) አብ ከተማ መቐለ ዋና ዉሽጢ ንትሰረሖ ዘላ ህንፃ ዝዉዕል ናይ እንፀይቲ ማዕፆን ናይ ኤሌክትረከ ቦርድ ጨረታ አወዳዲሩ ምንስራሕን ንምግጣም ትደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ካብ መደበኛ በጀቱ ናይ አይቲ : ኤሌክተሮኒከስ : ህንፃን ብረታ ብረትን : ኣዉቶሞቲቭ : ናይ ፅሬት መሳረሒታትን ካልኦት ኣቑሑ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን /ደደቢት ትፈልም/ ኣብ ፈት ለፊት ዘሎ መንገዲ ንዋና ቢሮ ዘሎ /ኣብራጊዳና / ዝስቀል ብሓፂን ዝተሰርሐ ዓብይ ታቤላ /ቦርድ / ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለና

SUPPLY OF OFFICE EQUIPMENTS FOR TIGRAI CULTURE AND TOURISM AGENCY - PROHEDEV - TIGRAI PROJECT OFFICE , MEKELLE

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ለተማሪዎች አገልግሎት የሚዉል ሮቶ በጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል::

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማረት) ንዝተፈላለየ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ጋብዩን ( Different size of Gabion ) ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማረት) ንዝተፈላለየ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑ (Construction materials) ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ:: ስለዚ ክጫረቱ ዝደሊዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ብዘሎ መሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉ ምኮኖም ንሕብር::

ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕዳጋ ምህርተ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ኣቑሑት ንናይ ሃይላክስ መኪና ሞዴል Ln166-PRMDS መለዋወጢ ኣቑሑት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ንክተወዳደሩ ይዕድም