ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ የሠራተኞቹ ደምብ ልብስና ጫማ አወዳድሮ ማግዛት ይፈልጋል::

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና ክራይ : መኪና ዶኬሬሽን ኤሌክትሮኒክስ ፅገና : ሞተር ሳይክል ፅገና : ናይ ማይ ሞተር : ሞተር ሳይክል: ጆፒኤስ : ኩሓ ግሪነሪ ን2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ንምርምር ስራሕቲ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ሕርሻን ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ብመደባኛን ምርምር ስርፀትን በጃት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ::

መቐለ ሆስፒታል ናይ ሰብ መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ንክትወዳድሩ እትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ እናዓደምና ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ::

ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ናይ በጅት 2007 ዓም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ዲሽ ሓፁር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከክሰርሕ ይደሊ::

ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓም ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቢልቦርድን መስቀሊ ዝከዉን ሓፂን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::

ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓም ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ጭርሖታት ብሮሸራት: ባነራትን ቢልቦርድን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::

ለትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት ቤቶች ልማት ኤጀንሲ ለዉልቃይት ስኾር ፕሮጀክት ቤቶች ልማት ኤጀንሲ የሚገለግሉ በወልቃይትና በመቐለ መጋዝን የሚገኙ የተለያዩ የህንፃ መሳሪዎች የሳኒተሪ እና የኤሌክትሪክ

ኣዲስ መድሓኒት ፋብሪካ ሃላ .የተ የ.ግል ማሕበር ለሰራተኛ አገልገሎት የሚዉል የተለያየ መጠንና ዓይነት ያለዉ ጋዎን : ቱታና የፀጉር መሸፈኛ ቆብ ግዥ ለመፈፀም ስለፈለገ ለዚህ ችሎታና : ልምድና ፍቃድ ያላቸዉ ድርጅቶች ወይም ግለሰቦች ፕርፖዛላቸዉ (Proposal ) እንዲያቀርቡ ይጋብዛል::

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማረት) ንዝተፈላለየ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ጋብዩን ( Different size of Gabion ) ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ:: ስለዚ ክጫረቱ ዝደሊዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ብዘሎ መሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉ ምኮኖም ንሕብር::