ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ን2010 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ናዉቲ ዘወፅዕ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክገዝእ (ከስርሕ) ስለዝደለየ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

ቤት ፍርዲ ወረዳ እንዳ መኾኒ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕሉ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ሕትመት፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቑሑት ፅሬትን ናይ ቢሮ ኣቑሑትን፣ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ነጋዶ ጨረታ ሰነድ ካብ 15/02/2011ዓ/ም -30/02/2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምኽፋል ኣብ ከተማ ማይጨው ጥቃ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝርከብ ወረዳ እንዳ መኾኒ ቤት ፍርዲ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን መፂእኹም ክትወስዱ ከምትኽእሉ ንሕብር። ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሒ

መቐለ ዩኒቨርሲቲ ጤና ሳይንስ ኮሌጅ ዓይደር ኮምፕሬሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል አገልግሎት የሚውሉ የተለያዩ የመድኃኒቶች ዕቃዎች የ RO Water treatment spare part ዕቃዎች and Maintenance service ሥራ ግዥ ዕቃዎች በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ንወረዳ ለዕላይ ማይጨዉ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ነዞም ዝስዕቡ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ክተማልኡ ይግባእ።

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ካብ መንግስቲን ብዝተፈቀደሉ በጀት ንሆቴል ማኔጅመንት ንምግቢ ምድላው ዘድልዩ ዝተፈላለዩ ኣቑሑ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ክኣስር ይደሊ ስለዚ፤

ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ካብ ሓምለ 01/2006 ዓ/ም ጀሚሩ -30/10/2009 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ክገብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሐፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቐደልኩም ውልቀ ኦዲተርን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክገብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም።

104.4 ሬዲዮ ኤፍ ኤም መቐለ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ናይ ፅሬት ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ።ስለዚ እዞም ዝስዕቡ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብግልፂ ጨረታ ይዕድም።

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወ/ኣሕፈሮም ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ወ/ኣሐፈሮም ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ክግዛእ ሰለዝደለየ ምልክታ ግልፂ ጨረታ ።

በኤጀንሲ ማእድንና ኢነርጂ ክልል ትግራይ ዉስጥ የሚገኝ ባዩጋዝ ፕሮግራም ማስተባበርያ ዩኒት ከዚህ በታች የተገለፁትን ለባዮ ጋዝ ኣገልግሎት የሚውሉ የህንፃ መሳሪያ እቃዎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልጉ ሕጋዊ ነጋዴ የሆናቹሁ እንድትወዳደሩ ይጋብዛል::