ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም ንተሃነፅቲ ሕጊ ዝዉዕል ምግቢ ኣብ ዝህነፅሉ ቦታ እናቅረቡ ሕጋውያን ነጋዶ ብሕጋዊነት ዝተወደቡ ማሕበራትን ኣጫሪቱ ንሐደ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ከመግብ ይደሊ። ብተወሳኺ ድማ ነቲ ትካል ኣገልግሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ፐሮጀክተ ፅገናን ወርክሾፐ ዘገልግሉ ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መለዋወጢ ኣቑሑት መኪና፣ መሳርሒ ሕትመት፣ ኣቑሑት መሳርሒ ህንፃ፣ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ፣ኣቑሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ናይ መኪና ጎማን ባትርን፣ኣቅሑት ፅሬት፣ መጓዓዓዚ ደረቅ ፅዕነትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ኣገልግሎት ክረክብን ክዕድግን ስለዝደለየ በቲ ዘፈር ዝተዋፈርኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዕዝያን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት ማዘጋጃ ዝኾነ ኣብ ቀበሌ 02 ካብ መምህር ኣለምፀሃይ ናብ ልዕሊ ማርታ ካፌ ድልድይ ዝወስድ ብሬሌጅ ሽረ /CW/FR/0211 ብድረጃ 8 ብርኪ ብቅዓት ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላት ንኮንስትራክሽን ማሕበራት ውልቀን ደኣንትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም።

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ማይጨው ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ቱቦታት፣ናይ ማይ ብረት፣መገጣጠሚታት ቆፀርቲ ማይ፣ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ፣መሳርሒ ፅሕፈት ፣ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም።

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዕዝያን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ከተማ ልምዓት ሽረ እንዳ ስላሴ ዝኾነ ኣብ ቀበሌ 02 ካብ ልዕሊ እንዳ መደሃኒኣለም ናብ መቃብር ኣስላም ብሬሌጅ (መፋሰስ ) ብድረጃ 8 ብርኪ ብቅዓት ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላት ንኮንስትራክሽን ማሕበራት ውልቀን ደኣንትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም።

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዕዝያን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዋንነቱ ናይ ቤት ማዘጋጃ ዝኾነ ኣብ ቀበሌ 02 ካብ ላዕሊ ማሕበር ዳንሻ ሰፈር ናብ ኣቶ ገ/መስቀል ዘሎ (መፋሰስ ) ብድረጃ 8 ብርኪ ብቅዓት ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላት ንኮንስትራክሽን ማሕበራት ውለቀን ደኣንትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም።

የትግራይ ክልል ግብርናና ገጠር ልማት ቢሮ የተለያዩ ዕቃዎችና አገልግሎቶች፣ የመኪና ዘይትና ቅባት፣ የፍራፍሬ ችግኝ፣ የሰው ሠራሽ የእንሰሳት ማዳቀያ ማሽን መለዋወጫ እቃዎች፣ ሰው ሰራሽ የእንስሳት ማዳቀያ መገልገያ መሣሪያዎች፣ የተሽከርካሪዎች መለዋወጫ እቃዎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ፋብሪካችን ሞሓ የለስላሳ መጠጦች ኢንዳስትሪ አክስዩን ማህበር መቐለ ፋብሪካ ለፋብሪካው ኣገልግሎት የሚውል ብዛቱ 350RHS/ቱፓ/20/20*2mm በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል።ስለሆነም ከዚህ በታች የተገለፁትን መምርያ ኣክብራችሁ መወዳደር የምትችሉ ተጫራቾች ሁሉ መጫኝ የምትችሉ መሆኑ በኣክብሮት እንገልፃለን።

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ መቕረብቲ ብምዕዳም ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትገዝእ ትደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ውድድር ክትሳተፉ እተደልዩ ተወዳደርቲ

ቢሮ ርክብ ህዝቢን መንግስቲን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ናይ ቢሮና ሕታም ንዝኾነት ክልተ ሰሙናዊት ሕታም መቃልሕ ጋዜጣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ::