ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ አዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ምዕባለን ምምሕዳርን መንገዲ ሓድሽ ፀፀር መንገዲ ፓኬጅ ሰለስተ ካብ ቀበሌ 06 ቀጠና 6 ናብ ምምሕዳር ከባቢ ቡከት ብዉልቀን ዳኣንትን ማለት እዉን ማሕበራት ብደረጃ 8 ንእሽተይ RC/GC ተኮናተርቲ ብናይ ULDP በጀት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስተራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ሰቲት ሑመራ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃን ዲዛንን ኮንስትራክንን ኣብ ናይ 2010 በጀት ዓምት ኣብ ከተማ ሰቲት ሑመራ ናይ ድልድይ ስራሕቲ ብብርኪ 8 ፍቃድ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ማሕበራት ኮንስተራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ፋብሪካ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዘርክብ መንገዲ ብኰንክሪት መንግዲ ብደረጃ 5 ን 6 ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ ናይ 2009 በጀት ዓመት ዝተፈላለለዩ ድልድላት ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ ናይ መንገዲ ስራሕቲ ኮንስተራክሽን ኦፍ ግራቭል አክስሰ ሮድ ፕሮጀክት ችን ፈረስ ቢስ ክልተ ቱ ቢስ ሐደ ( Construction of Gravel Access road project chamfers BS2 to BS1 ዝስርሑ ናይ መንገዲ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ወይ ኮንትራክተራት ንክትወዳደሩ ንዕድም

አብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዋና ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምምዕባልን ምምሕዳርን ኣብ 2008 ዓም ካብ ናይ MDG በጀት ንዝሳለጡ 15ተ ናይ ኢራፕ ህንፀት መንገዲ ፕሮጀክት ናይ ቁፅፅርን ኮንትራት ምምሕዳር ስራሕቲ ኣማከርቲ ብምዉድዳር ክሰርሕ ስለዝደለየ ብሳይወይ ኤንድ ብሪጅ ኮንሳልተንሲ ብኢንጂነሪንግ ኮንሳልተንሲ ብብርኪ ካታጎሪ 5 ልዕሊኡን ካታጎሪ 6 ልዕሊኡን ካታጎሪ ፒፒን ልዕሊኡን ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ኣማከርቲ ንክወዳደሩ ይዕድም

2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንዘካይዶም ናይ መንገዲ ህንፀትን ፅገናን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ስሚንቶ ብግልፂ ጨረታ ብምዉድዳር ካብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ከፅዕን ይደሊ

ናይ ትካልና መንገዲ ስራሕ ንምስራሕ ሰብ ሞያ አዋዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ