ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ዋንነቱ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ኣክሱም ካብ ሪፈራል ሆስፒታል ናብ ሓድሽ ኢንዳስትሪ ዞን ዝስራሕ ፀፀር መንገዲ ፕሮጀክት ኮድ AAX/CW/0112 ንምስራሕ grevel . rued/01 12 ንምስራሕ ብደረጃ 8ተ Rc/Gc ደቂቅ ብርኪ ንግዲ ፍቃድ ትካላት ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ትካላት ንግዲ ደቀቅትን ኣናሽተይን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ሕብረት ሽርክናን ውልቀ ደኣንትን ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማለኡ ነጋዶ ክትወደደሩ ንዕድም።

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መገዲ መጋዓዝያ ከተማ ኣላማጣ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012ዓ/ም ኣብ ከተማ ኣላማጣ ዝርከብ ናይ ማዞርያ ስራሕቲ RC/ GC/BC ደረጃ 5ተ ልዕሊኡን ዝኮኑ ተጫረቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፕሮጀክት ኣብ ከተማ ደዉሃን ብደረጃ 8ተ DC/GC ማለት እዉን ብርኪ 8ተ ፍቃድ ኣናእሽተይ ትካላት ንግዲ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከይዲ ስራሕ ምዕባለ መንገድን ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓም ኣብ ጣብያ ሐየሎም ቁሸት ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሸራሮ ካብ እንዳ ማርያም ክሳብ እንዳ ኣሕሳኣ መፍለይ ቁፅሪ ሸራሮ /WC/DR/01/12 ግሬን ኤች ንምስራሕ ብቤት ማዛጋጃ በጀት ተተሓዚሊሎ ብመሰረት እዚ ፍቃድ ብደረጃ 8 ደቂቅ ፍቃድ ንግዲ መንገዲ ፍቃድ RC/GC ዘለኩም ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽ መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ዉቅሮ ከይዲ ስራሕ መንገድን ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ምብራቅ ከተማ ዉቅሮ ኣብ ጣብያ ሓየሎም ካብ ወ/ሮ ሰናይት ክሳብ መንገዲ ኣስፋልት ፀፀር መንገዲ ምስ መሰረት ልምዓት ምስ ተፋሰሱ ንምስራሕ RC/ GC 7 ልዕሊኡ ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተካናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ዋንነቱ ናይ ቤት ማዛጋጃከተማ ኣክሱም ዝኾነ ኣብ ጣብያ ክንደያ ኣብ እንዳ ንርአ ናብ ሳህር ሩባ ካብ እንዳ ንርአ ናብ ድሕሪ ቁድስ ያሬድ ት/ቤት ዝስራሕ ተፋሰስ ብፕሮጀክት ኮድ AXCWKN 0212 ንምስራሕ ብደረጃ 8ተ Rc/Gc ደቂቅ ብርኪ ንግዲ ፍቃድ ትካላት ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ትካላት ንግዲ ደቀቅትን ኣናሽተይን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ሕብረት ሽርክናን ውልቀ ደኣንትን ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማለኡ ነጋዶ ክትወደደሩ ንዕድም።

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽ መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ዉቅሮ ከይዲ ስራሕ መንገድን ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ምብራቅ ከተማ ዉቅሮ ኣብ ጣብያ ሓየሎም ካብ ደንጎሎ መናፈሻ ክሳብ ተለዋጢ መንገዲ ኣስፋልት ፀፀር መንገዲ መሰረት ልምዓት ምስ ተፋሰሱ ንምስራሕ RC/ GC ልዕሊኡ ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተካናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

The Mekelle city office of Infrastructure have allocated a budget from municipality of mekelle city toward the procurement for the provision of necessary labuor , material and equipment for the construction work of GRAVEL RODE WORK

አብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ኮረም ዝረከብ ከይዲ ስራሕ መንገድን ምዕባላን ምምሕዳርን ኣብ ናይ 2012 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ቀበሌ 02 ዝረከብ ካባቢ ሓዉስዋ ክሳብ ኣቢብቶ ዝስራሕ ድሬንጅ ምስ ስላብ ከቨር ብመፍለይ ቁፅሪ cor /cw/dr/01/12 ብብርኪ 8 ፈቃድ ደቀቅቲን ንግዲ ትካላት ኮንስትራክሽን ማሕበርትን ወልቀ ዳኣንትን ብግልፂ ኣጫሪቱ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ማይጨዉ ኣብ ከባቢ 02 ከባቢ መምህር ካልኣዩ ግርማይ መንበሪ ፕሮጀክት ድልድል ንምስራሕ ደረጃ 8ተ ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላት ጀነራል ኮንትራክተር ወይ ድማ መንገዲ ኮንትራክተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ