ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ዝዉዕል ንኮድ LAN 25 ንታርጋ ቁፅሪ ትግ .4-01278 ኣባዱላ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሺኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ጨረታ ንከተእትዉ ንዕድም

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መካይን ጎማን ኣቁሑትን ካብ ሕጋዊያን ትካላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፀጥታ ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ በፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ

ንዓ/ዓዲ ቴክኒክን ሙያን ኮሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ መደበኛ በጀት ናይ ኒሳን መኪና ሞዴል 60 ፓትሮል መለዋወጢ ኣቁሑ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ስለ ዝደሊ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክተወዳደሩ እትክእሉ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ትክእሉ

ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ካላማደርያ ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ክገዝእ ስለ ዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ዘሎ ወግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ሓድነት ክፍለ ከተማ ሓድነት ንናይ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞላ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳር ካብ ናይ መደበኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ መኪና ጎማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም

ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ተወዳዲሮም ዝደልዩዎ ንብረት ከቅርቡ ዝከአለ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 29/11/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ዕ/ፋን/ንብ/ምምሕዳር ኮሌጅ ና ብምዉሳድ ትወዳደርሉ ዋጋ መሊእኩምም ክሳብ ዕለት 02/12/2011ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከ/ስ/ዕ/ፋን/ንብ/ምምሕዳር ኣታዊ ክትገብሩ ዝኽእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም