ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ

ንዓ/ዓዲ ቴክኒክን ሙያን ኮሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ መደበኛ በጀት ናይ ኒሳን መኪና ሞዴል 60 ፓትሮል መለዋወጢ ኣቁሑ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ስለ ዝደሊ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክተወዳደሩ እትክእሉ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ትክእሉ

ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ካላማደርያ ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ክገዝእ ስለ ዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ዘሎ ወግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ሓድነት ክፍለ ከተማ ሓድነት ንናይ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞላ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳር ካብ ናይ መደበኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ መኪና ጎማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም

ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ተወዳዲሮም ዝደልዩዎ ንብረት ከቅርቡ ዝከአለ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 29/11/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ዕ/ፋን/ንብ/ምምሕዳር ኮሌጅ ና ብምዉሳድ ትወዳደርሉ ዋጋ መሊእኩምም ክሳብ ዕለት 02/12/2011ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከ/ስ/ዕ/ፋን/ንብ/ምምሕዳር ኣታዊ ክትገብሩ ዝኽእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ዶቡብ ምብራቅ ካብዚ ንታሕቲ ተቐመጦም ዘሎ ናይ ኣባዱላ መኪና ኣቅሓ ብመሰረት ፕሮፎርማ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብ ዕዳጋ ዘሎ ዋጋ መሊእኩም ንክትልኡኩልና እናሓተትና ንዝግበረልና ምትሕብባር ኣቀዲምና ነመስግን

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ን/ዳ/መ/ዕዳጋን ንብረት ምም/ር ታ.ቁ 4-01538 ት.ግ ሞዴል HZJ 78 L ንዳ/ዳይሬክቶሬት ኢንስፔክሽን ታ.ቁ 4-01684 ት.ግ ሞዴል HZJ 78 L ካብ መደበኛ በጀት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፈፉ ትኽእሉ

ማሕበር ባህሊ ትግራይ ንትዮታ ሃርድ ቶፕ ሞዴል ቁፅሪ HZI 75 ዝዓይነተን መኪና መለዋወጢ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረትዚ ንዙይ ንብረት ንምቅራብ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳዱን ነዙይ ንብረት ትሸጡሉ ዋጋ መሊእኩም ክተቅርቡ ንዕድም