ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል መድሓኒት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ የደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ንሆስፒታል ዉቅሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መድሓኒት ሜድካል ሳብላይን ሪኤጄንትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ወረዳ ራያ ዓዞቦ ን ኣጎልግሎት መባእታዊ ሆስፒታል መኾኒ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኣፋዉስን ፣ናዉቲ ሕክምናን ማለት Equipment ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ዞባ ምዕራብ ወረዳ ፀገዴ ዝርከብ መዓርግ ሆስፒታል፣ ናዉቲ ሕክምናን ፣መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ኣብዚ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቋሕታት ክተማልኡ ይሓትት

ሆስፒታል መቐለ ንሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለ ናይ ሰብ መድሓኒት ንክገዝእ ስለዝደለና በዚ መሰረት ካብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣጎልግሎት ዘዉዕሉ ዝተፈላለዩ መድሓኒታት ፣ ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትጫረቱ ይዕድም

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝትርከብ ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን 2012ዓ/ምንግልጋሎት ተምሃሮ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣፋዉስን ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ንብረት ( መድሓኒት ) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንኩሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ነዞም ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ መድሓኒት መቅረብቲ ትካላት ክወዳድር ዝደሊ ስለዚ ጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኾሮም ነዞም ዝተፈላለዩ ኣቅሓ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ1 ኣቁሑት ፅሬት፣2 መሳርሒ ሕትመት ፣ 3 ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣4 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣5 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሐት ፣6 መሳርሒ ፅሕፈት፣ 7 ናዉቲ ሕክምናን ኣፋዉስን ፣8 ዕጥቂስፖርት/ማልያን ታኬታ ጫማን/ ፣ 9 በርበረን ቅማማ ቅመምን ፣ በበዚ ዝምልከቶም ዘፈር ስራሕ ፍቃድ ካብ ዘሎዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ