ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ን2013ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ ሃንድ ፓምፕ ሴትን መለዋወጢ ኣቅሑትን፣ ዌልድ ጀነሬተር ዌልዲንግ ማሽን ሶላር ንድሪል ማሽንን ግራይዲንግ ማሽንን ፣ ክጫረት ስለዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ከተማ ሸራሮ ናይ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈለለዩ ግልጋሎታትን ንብረታትን ማለት እዉን፣ ናይ ስራሕ ደንቢ ክዳን ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑትን፣ ቆዎምቲ ንብረታት፣ ግልጋሎት ክራይ ናይ ፅዕነት መኪናን ፣ ፅገና ጀነሬተርን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ከባ ሰራዋት ዝሃንፆ ዘሎ ሪል ስቴት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፕሮትድ ፕለይዉድን ጣዉላን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ መኾኒ ንዝተፈላዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቤት ፅሕፈት ንብረታት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ፋብሪካችን ሞሓ የለስላሳ መጠጦች ኢንዳስትሪ አክስዩን ማህበር መቐለ ፋብሪካ ቁጥር 8 ሚስማር በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል ስለሆነም ከዚህ በታች የተገለፁትን የጨረታ መመርያ እማልታቹ መወዳደር ትችላላቹ

ቤት ፅሕፈት ልምዓትን እቶትን ፋይናንስን ምምሕዳርን ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ገጠር ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ ናይ ሽንት ቤት ኣቅሑት፣ ዝተፈላዩ ናይ ሻወር ኣቅሑት ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ፋዉንቴን ኣቅሑት

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶታት ክትወዳደሩ ንዕድም

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቕሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ መኺና መለዋወጢ ኣቅሑትን ብፕሮፎርማ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ናይቲ ዘርፊ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም