ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ንዝተፈላዩ ንቤት ፅሕፈትና ዘገልግሊ ሎት1 ካፍተርያ ሎት2 ዝተፈላለዩ ሕትመታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክታሳተፉ ትክእሉ

ማእኸል ቤት ህንፀት ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ዝተበጀተሉ በጀት መሰረት ብምግባር ንሕጊ ተሃነፅትን ቆፆሮ እሱራትን ንሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ክምገብ ይደሊ

ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ፣ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ ካፍተርያ ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ክኣስር/ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ ትደለዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ምን ብናይ መደበኛ በጀት ናይቲ ወረዳ መንግስታዊ ኣብያተ ፅሕፈታት ኣገልግሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና፣ ፅገና ፕላንት ማሽነሪ ኣገልግሎት ዝህብ ኣብቲ ወረዳ ዝርከብ ዞባ ጣብያታት ፖሊስ ንዝተተሓዙ ተጠርተርቲ እስራት ምግቢ ሻሂን ባንን ንምቅራብን ዓመተዋ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ኣብ ዉሽጢ ቀፅሪ ግቢ ናይ ሻሂ ክበብ ግልጋሎት ዘቅርቡ መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣጫሪቱ ዉዕሊ ኣሲሩ ክሰርሕ ይደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም

መቐለ ቤት ህንፀት ማእከል ንሕጊ ተሃነፅቲ ን 2012ዓ/ም ንሓደ ዓመት ማይን መብራህትን ብመንግስቲ ዝክፈል ዉዕሊ ኣሲሩ ምግቢ ከቅርብ ንዝክእል ሕጋዊ ነጋዳይ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ

ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎተ ዝዉዕሉ ደንቢ ክዳን ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናዉቲ ፅሬት ፣ናዉቲ ማይ ፣ሕትመት ፣ናዉቲ ኤለክትሮኒክስን ፣ምግብን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ