ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ፋይ/ዕ/ንብ/ምምሕዳርን ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኮምፒተርን ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መኸዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈታት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ሕትመት ግልጋሎትን ቀወምቲ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ከምኡ ድማ ናብ ጣብያ ኣዲስ ኣለም ዝወስድ መንገዲ ንምፅራግ እትውዕል ኤክስካቫተር ማሽን ክራይ ተካርዩ መንገዲ ንምፅራግ ግልጋሎት ክራይ ማሽን ክዕድግ ይደሊ::

መቀለ ሆስፒታል ናይ ሕትመት ፣ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ህንፃ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቢሮ ልምዓት ከተማ፣ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝተገለፀ ዝርዝር መዐቀኒ መሰረት መፅሓፍ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ::

ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከላዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዓይነት ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ::

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ብኤሌክትሮኒክስ ማለት ብናይ ኣይቲ ናውቲ ፣ናይ ቢሮ ናውቲ /ፈርኒቸር/ ፣ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ሕትመት፣ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከሐትምን ይደሊ::

ቤት ፍርዲ ወረዳ መደባይ ዛና ዝተፈላለዩ ሃለቅትን ቀወምትን ንብረት መሳርሒ ፅሕፈት፤ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፤ ሕትመትን መሳርሒታት ፅሬትን፤ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንናይ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ሕትመት፤ ምግቢ፤ ደንቢ ክዳን፤ ናይ መኪና መለዋጢ ኣቅሑት፤ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ::

ኮሌጅ ትምህርቲን መምህራን ኣመራርሓን ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ::