ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈለላዩ ፓዳት ንምሕታም / Printing materials/ ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምስራሕ ትደሊ።

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤

ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ፋይ/ዕ/ንብ/ምምሕዳርን ናይ ሕትመት ስራሕቲ፣ ስፔር ፓርት ኣቅሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሎት 1- መሳርሒ ፅሕፈት፣ ሎት 2- ኣገልግሎት ሕትመት፣ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ፤

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ መኪና ፅሑፍ ሕትመት፣ ናይ መኪና ኣቀሑት፣ ቲተርን ማሕተምን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ-ጉዶም ፅሬት ኣቅሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት / ኤሌክትሮኒክስ/ ንሕትመት እንትከውን ርክክብ ዝፍፀመሉ ቦታ ኣብ ናይ ባዕሉ ትካልና ተረከብና ክፍሊት እውን ንፍፅም፤

መቀለ ሆስፒታል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ንምሕታም፣ ንፅሕፈት መሳርሒ፣ ንህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ መፅሓፍ ኣሐቲሙ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ መፅሓፍ ባነር ጭርሖን ሕትመት ምሕታም ስራሕቲ ብፕሮፎረማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንቤት ፅሕፈት ር/ህ/መንግስትን ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤