ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ደንቢ ክዳን፣ ዝተፈላለዩ ናይ ማይን ህንፃን ኤሌክትሪክን ፅገናን ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት፣ኣቅሑ ፅሬት፣ስራሕቲ ሕትመት፣ ዝተፈላለዩ ናይ ምግቢ ዓይነት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ኤጀንሲ ምስ/ሕ/ስ/ማሕበራት ዕደጋ ልምዓትን ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤

ማሕበር ባህሊ ትግራይ መፅሄት ከሕትም ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፅሬት ኣቅሑት፣ ሕትመትን ስፖርት ዕጥቂን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ን2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሸልፍ ኣቅሑት፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ፣ :ናይ መኪና ጎማ ፣ መኪና ስፔር ኣቅሑት፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ እንደርታ ንናይ ቤት ፅሕፈት ር/ህ/መንግስትን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ደኣንት ዋና ቤ/ማዘጋጃ ማፋክቸቸሪንግ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክነስርሕ ይደሊ፤

የትግራይ ብሔራዊ ክልላዊ መንግስት የጤና ቢሮ የተለያዩ የህትመት ስራዎች እና የፅሕፈት መሳሪያዎች ከህጋውያን ነጋዴዎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝህቡ ሕትመት ስራሕቲ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ካብ ዩኒሴፍ በጀት ዳ/ዳ/ምድላው ትልምን ክትትልን ገምጋምን ግልጋሎት ዝውዕል መፅሓፍቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፤