ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፤ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዩ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ዓመታዊ መፅሓፍ 2010 ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቢሮ ትልሚ ንፋይናንስ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ሕትመት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያን ዘሪሁን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ናይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ሎላ ችልድረንስ ሆም ንዘካይዶ ህዝባዊ መዋጮ ምስ ብሄራዊ ሎተሪ ብምትሕብባር በዓል 10.00 ብር ቶምቦላ ሎተሪ ትኬት ኣሐቲሙ ክሸይጥ ይደሊ።ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ ናይ ሓደ ትኬት ዋጋ ብምጥቃስ በዓል 100 ቆፅሊ ትኬት ዝሓዘ 2000.00 (ክልተ ሽሕ) ፓድ ዋጋ ብምምላእ ንክወዳደር ንዕድም።

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ (ቢዝነስ ካርዲ) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ዞባ ደቡብ ምብራቅ ፍትሒ ካብ መደበኛ በጀት ን2011 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት ኣቅሑት፣ ሕትመት ትሕቲ ሓደ ዓመትን ኣናእሽተይ ኣቅሑት ናይ ቢሮ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕሉ ኣቅሑት ቢሮ (ፈርኒቸር) ፣ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቢሮ ጉ/መ/ስ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ሰራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነሕትም ንደሊ።