ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና ዲኮር ጎማን ባትሪን ፣ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ን 2013በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ እዚ ዝስዕብ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ማይ ከተማ ኣላማጣ መጋጣጠምን ቆፃርን ቱቦን ካልኦት ዝ/ዩ መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሕታት ፅሕፈት፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ዉፅኢት ስራሕቲ ዕንፀይቲ፣ ናይ ሰርቪስ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ንሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ካብ ሕጋዊ መቕረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ቢሔራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ፣ ንዞባ ክልል ስታፍ፣ ንቤት ፅሕፈት ጥርዓን ሕ/ሰብ ዉሳነ ምሃብን ፣ ንቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ግድብ ህዳሴ ኢ/ያ ክልል ትግራይ፣ ንቤት ፅሐፈት ሶቖጣ ቃል ኪዳን ፣ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ጎማታትን ናይ መኪና መገያየፅን፣ ኣቅሑ ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ብዘት ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት 1ይ ዙር ጨረታ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረት ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ናይ ኮድ 4-00143 ትግ ዝኾነ ሞዴል HZJ 80 ኮብራ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ በቲ ዘርፉ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ክትወዳደሩ ንዕድም

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ናይ ኮድ 4-00890 ትግ ዝኾነ ሞዴል ስካንያ ሞርኮ ፓሎ F94.H.B ኣዉቶብስ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ በቲ ዘርፉ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ክትወዳደሩ ንዕድም

ኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ እንትጮ አብ ናይ 2013 ዓም በጀት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደደለየ ዝርዝር ዝዕደጉ ንብረታት ናይ ፕላምፒንግ/ባንባ ኣቅሑ/ ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ናይ እስፔር ፓርት መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ ኮይኖም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተወዳደርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ ክተማልኡ ይግባእ