ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወ/ራያ/ጨርጨር ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኾሮም ነዞም ዝተፈላለዩ ኣቅሓት ማለት አዉን 1 ኣቁሑት ፅሬት፣2 መሳርሒ ፅሕፈት ፣ 3 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሐት፣ 4ናዉቲ ሕክምናን ኣፋዉስን ፣ በበዚ ዝምልከቶም ዘፈር ስራሕ ፍቃድ ካብ ዘሎዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ካብ መደበኛ በት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት፣ ናይ መኪና ባትሪ ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ

ሆስፒታል መቐለ ንሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ንክገዝእ ስለዝደለና በዚ መሰረት ካብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ንግልጋሎት ኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕል፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ፅሬት፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ፣ ጎማመኪናን ፣ መለዋጢ ኣቅሑ መካይንን፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ክሐትምን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ ዓዲግራት ንናይ ከተምኡ ኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መኸላኸሊ ኮሮና ኣቅሑት ፅሬት፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳምረ ንወረዳ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ቢሮ ኣቅሑት፣ ሞተር ሳይክል ጉልበት ዋጋ ፣ ኣብ ከተማ ሳምረ ግልጋሎት ዝህብ ኣጫሪቱ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ኣብ ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ናይ ፔትሮል መኪና ስፔር ፓርቲ ሞዴል 79 ኣቅሓ ንመግዝኢ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ከእድግ ስለዝደለየ