ኣብ ዋና መዛጋጃ ከተማ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ ቤት ፅሕፈትና መሰረት ልምዓትን ካዳስተርን ዝኮነ ሞዴል መኪና 3L ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ናይ ሃርድ ቶፕ መኪና መለዋወጢ አቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ናይ ማ/ወ/ኮ/ማ/ድ/ወ/ ዕድጊት ብናይ 2013 በጀት ዓመት ንቤት ዕዩኡ ዝኮኑ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት: ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ፅሬት ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳይ ይደሊ

ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ክዕድግ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ::

ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ክዕድግ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ::

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣዉራ ኣብቲ ወረዳ ዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ማለት እዉን ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መለዋወጢ አቅሑት መኪናን ጎማ መኪናን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ትካል ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ፣ ነዞም ዝስዕቡ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ፣ ማሽናትን ዓብይቲ መካይንን፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ትካል ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ፣ ኣብቲ ትካል ዘለዋ ተሽከርከርቲ ጂፒኤስን፣ ስፒዶ ሜትርን ክገጥመለን ስለ ዝደለየ ኣጫሪቱ ክዕድም ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ፒቪሲ አኻዛ ፕሮጀክት ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ ስፔር መኪና ዘይትን ቕብኣትን መቕረብቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም