አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን ሆስፒታሉ ግልጋሎ ዝዉዕሉ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ሆስፒታለ ሱሑል ዝተፈላለዩ መድሓኒታትን ናዉቲ ህክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዉቅሮ ጠቅለላ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንሆስፒታል ዉቅሮ ግልጋሎት ዝዉዕል መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ደንቢ ክዳን(ፍርናሽ ኮቦርታ አንሶላን ሑሙማን ብጃማን) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሕሙማት ዝዉዕል መድሓኒት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ንቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊ

ዓ/ዓዲ ሆስፒታል ካብዚ ዝተጠቐሰ መድሓኒት ናዉቲ ሕክምና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

ሆስፒታለ ሱሑል ዝተፈላለዩ መድሓኒታትን ናዉቲ ህክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታል ማያኒ ሽራሮ ኣብ 2010 ዓም መድሓኒት ሰብን ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት ማለትዉን መሳርሒ ፅሕፈት ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕል አፋዉስን ፀረባልዕን ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ቢሮ መለዋወጢ አቁሑት መኪናን ሳይክልን ናዉቲ ፅሬት መሳርሒ ህንፃ መለዋወጢ አቁሑት ቡንባ ዕጥቂ ስፖርትን ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ደቀቅቲ ሸቀጣትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድገ ስለዝደሊንተወዳደርቲ ይዕድም

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሑሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣፋዉስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ