ንኤጀንሲመራኸቢሓፋሽ ክልልትግራይ ኣገልግሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጌጣጌጥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ማይጨዉ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሕታት ህንፃ ማለት እዉን ማንፈክቸሪንግ ፡ኮንስትራክሽን፡ ዋተር ቴክኖሎጂን ፡ኣቁሑት ኤለክትሪክ ፡ኤለክትሮኒክስ፡ ድራፍቲንግ ፡ኣዉቶሞቲቭ ቴክኖሎጂ ከምኡዉን መሳርሒ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዝኮነ ዉን ካብ 22 ጥቅምቲ ክሳብ 7 ሕዳር ኣብ ዘሎ እዋን ንተጫረቲ ይዕድም

ካሕሳይ ኣበራ ሆስፒታል ሁመራ ካብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት መድሓኒትን ፡ናዉቲ ኣቁሑትን ፡ኤለክትሪክ ኣቁሑት፡ ማይ መቀያየሪ ኣቁሑተ ፡ምግቢ ኣቅርቦት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ስራሕቲ ሕትመት ፡ናይ ተምሃሮ ዴስክ ወምበር ጠረጴዛ ሸልፍን ተሽከርካሪ ወንበር፡ ኤለክትሮኒክስን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕዳጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናይ ቢሮ መኻይን ንምፅጋንን ሰርቪስ ንምግባር ስለ ዝደለየ ደረጃ 4ተን 5ተን ፍቓድ ዘለኩም ጋራዥ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕዳጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናይ መካይን ጎማ ስራሕ /ጎሚስታ/ ብግልፂ ጨረታ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕዳጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ስፔር ንመጋየፂ መካይን ግልጋለት ዝዉዕሉ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ዓይነት ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ 2008 ዓ ም በጀት ካብ ዝተመደበሉ በጀት ነቲ ኮሌጅ ግልጋሎት ምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፡ ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፡ ኣቁሑት ፅሬት ፡መሳርሒ ህንፃ ፡ናይ ኤለክትሪክ ኢንዱስትሪን

ኣብ 2008 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናዉቲ ክዕድግ ይደሊ